ብሓባር ዕብየት ን-ስነ ልሳንን ጥዕናን

ቋንቋ • ጥዕና • ዕብየት
🏥 ንጥዕናኹም መምርሒ (Arzt Guide)

💬 ተርጓሚ የድልየኩም?

ንጥዕናዊ ቆጸራኹም ብትግርኛን ጀርመንን እትርጉም እየ።
(Demnächst verfßgbar)

💬 ብዋትስኣፕ ተወከሱና
☀ ቫይታሚን ዲ ባዕላዊ ገምጋም መግበሪ( VITAMIN D CHECK)
ናይ ቫይታሚን ዲ (D) ባዕላዊ ገምጋም መግበሪ Vitamin D Diagram

ካብዞም ምልክታት ዝስምዑኹም ምልክት ግበሩሉ፡

ጽንኩር ድኻም (Fatigue)
ቃንዛ ዓጽሚ/ሕቖ (Bone Pain)
ተደጋጋሚ ሕማም (Infections)
ናይ ጭንቀት ስምዒት (Low Mood)
ምርጋፍ ጸጉሪ (Hair Loss)
emaber.com | 🤝 ናይ ሓባር ስራሕ፡ 🌟መፍትሕ ዓወትና
Working Together

🤝 ናይ ሓባር ስራሕ፡ 🌟መፍትሕ ህይወትና

"ብሓንቲ ኢድ ምጥቅዕ ኣይክኣልን እዩ። ብሓባር ምስ እንስርሕ ግን፡ እቲ ዘይከኣል ዝመስል ዝነበረ ኩሉ ይፍጸም። ኣብዚ ‘ብሓባር ዕብየት ንስነ-ልሳንን ጥዕናን’ መድረኽ፡ ነፍሲ ወከፍና ከም ጅግና ብምዃን ብፍልጠትናን ብተመክሮናን ንሓድሕድና ንምድግጋፍ ንበገስ። ቅልጽምና ብምውሃድ፡ ንባዕልናን ንሕብረተሰብናን ዝሓሸ መጻኢ ንህነጽ!"

🌱

ተሳትፎኹምን ኣበርክቶኹምን ዓቢ ለውጢ የምጽእ!

ነፍሲ ወከፍና ብነወፍዮ ፍልጠት፡ ንሕብረተሰብና ዝሓሸ መጻኢ ንሃንጽ። ሎሚ ኣካል እዚ ለውጢ ኩኑ።

   

ብደሓን ምጽኡ 🤗

🏥 ስነ-ጥዕና

ኣብዚ ዓውዲ ብዛዕባ ጥዕናዊ ሓበሬታታትን ልምምዳትን ንመያየጥ። ሞያዊ ደገፍን ፍልጠትን ንለዋወጠሉ መድረኽ እዩ።

🌍 ማሕበራዊ ህይወት

ማሕበራዊ ርክባትና ንምድንፋዕን ንሓድሕድና ንምተሓጋጋዝን ዝዓለመ መድረኽ። ንኹሉ ሕብረተሰብ ዝሓቁፍ መድረኽ እዩ።

✍️ ባህልን ቋንቋን

ክብርታት ባህልናን ቋንቋናን ንምዕቃብን ንምምዕባልን ንሰርሓሉ ክፍሊ። ታሪኽናን ስነ-ጽሑፍናን ነዘውትረሉ መድረኽ።

ጠቅላላ ተሳታፊ

0

ንጡፍ ተሳታፊ

0

ውዱእ ዛዕባ

0

● 0 ሕጂ ንጡፍ ተሳታፊ

🛡️ ማእከል ምሕደራ

UserCategoryAction
👋

ተመዝገብ

ናብዚ ዓውዲ ንምጽንባር በጃኹም ነዚ ቅጥዒ ይምልኡ።

📜 ውዕልን ቅድመ-ኩነትን

1. ስነ-ምግባር : ኣብዚ መድረኽ ዝዝርጋሕ ዝኾነ ጽሑፍ ንማሕበረሰብ ዝጠቅም፣ ካብ ጸርፍን ኣሉታዊ ዘረባን ነጻ ክኸውን ኣለዎ።

2. ምስጢራውነት : ኣብዚ ዝግበር ዘተ ንኣባላት ጥራይ ዝተሓዝ እዩ። ብዘይ ፍቃድ ሓበሬታ ናብ ግዳም ምስዳድ ዝተኸልከለ እዩ።

3. ሓላፍነት : ነፍሲ ወከፍ ኣባል ንዝጽሕፎ ሓሳብ ባዕሉ ተሓታቲ እዩ።

4. ዕላማ : ዕላማና ንጥዕናዊ፣ ማሕበራዊን ባህላዊን ልሳናውን ምዕባለ ማሕበረሰብና ንምሕጋዝ እዩ።

ኣባል ዶ ኔርካ፧

እዚ ጽሑፍ ጠቓሚ ኔሩዶ፧

እወ
ኣይፋል
ስለ ርእይቶኹም የቐንየለይ!