ብሓባር ዕብየት ን-ስነ ልሳንን ጥዕናን

ቋንቋ • ጥዕና • ዕብየት
🏥 ንጥዕናኹም መምርሒ (Arzt Guide)

💬 ተርጓሚ የድልየኩም?

ንጥዕናዊ ቆጸራኹም ብትግርኛን ጀርመንን እትርጉም እየ።
(Demnächst verfügbar)

💬 ብዋትስኣፕ ተወከሱና
☀ ቫይታሚን ዲ ባዕላዊ ገምጋም መግበሪ( VITAMIN D CHECK)
ናይ ቫይታሚን ዲ (D) ባዕላዊ ገምጋም መግበሪ Vitamin D Diagram

ካብዞም ምልክታት ዝስምዑኹም ምልክት ግበሩሉ፡

ጽንኩር ድኻም (Fatigue)
ቃንዛ ዓጽሚ/ሕቖ (Bone Pain)
ተደጋጋሚ ሕማም (Infections)
ናይ ጭንቀት ስምዒት (Low Mood)
ምርጋፍ ጸጉሪ (Hair Loss)

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም!

ቋንቋ • ጥዕና • ዕብየት

ነቲ ወግዓዊ ውዕላትን ደንብታትን ኣንቢብኩም ብምስምማዕኩም ነመስግን። ብሓባር ዕብየት ን-ስነ ልሳንን ጥዕናን ንውልቃዊ ዕብየትኩም ዝሕግዙ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት የቕርብ። ኣብ ታሕቲ ካብ ዘለዉ ኣገልግሎትና ነቲ ንዓኹም ዝምጥን ክትመርጹ ትኽእሉ ኢኹም።

👇 ኣገልጉሎታት ምረጹ
🗣️

ትግርኛ ትምህርቲ

ቛንቛ መለለዪ መንነትና እዩ። ንዓኻ ይኹን ንደቅኻ፡ ብዘመናዊ መንገዲ ባህልን ክብርታትን ቛንቛና ንመሃር።

🎯 መሰረታዊ ፊደላትን ቃላትን

🎯 ቀሊል ዝርርብ ንዕለታዊ ኣነባብራ

🎯ጽሑፋት ምንባብን ምርዳእን ምጽሓፍን

📝 ናብ ትምህርቲ ቛንቛ ኣደ ›
🩺

ምኽሪ ጥዕና

ጥዕና ካብ ኩሉ ይቅደም። ብዛዕባ ኣእምሮኣዊ ይኹን ኣካላዊ ጥዕና ምስ ምስጢራውነቱ ዝሓለወ ሰብ ሞያ ተዘራረቡ።

🎯 ሓፈሻዊ ሕክምና

🎯 ክንክን ኣደታትን ህጻናትን

🎯ኣእምሮኣዊ ተሓድሶ

📞 ናብ ምኽሪ ጥዕና ገፅ ›
🤝

ብሓባር ምዕያይ

በይንኻ ካብ ምስራሕ ብሓባር ምዕያይ ዝበለጸ ውጽኢት የምጽእ። ዓቕምኹም ብምውህሃድ ንማሕበረሰብና ንጠቅም።

🎯 ስነ-ጥዕና

🎯 ስነ-ማሕበራዊ ህይወት

🎯ስነ-ቛንቛን-ባህልን

🤝 ናብ ብሓባር ምዕያይ ገፅ ›

እዚ ጽሑፍ ጠቓሚ ኔሩዶ፧

እወ
ኣይፋል
ስለ ርእይቶኹም የቐንየለይ!