ብሓባር ዕብየት ን-ስነ ልሳንን ጥዕናን

ቋንቋ • ጥዕና • ዕብየት
🏥 ንጥዕናኹም መምርሒ (Arzt Guide)

💬 ተርጓሚ የድልየኩም?

ንጥዕናዊ ቆጸራኹም ብትግርኛን ጀርመንን እትርጉም እየ።
(Demnächst verfügbar)

💬 ብዋትስኣፕ ተወከሱና
☀ ቫይታሚን ዲ ባዕላዊ ገምጋም መግበሪ( VITAMIN D CHECK)
ናይ ቫይታሚን ዲ (D) ባዕላዊ ገምጋም መግበሪ Vitamin D Diagram

ካብዞም ምልክታት ዝስምዑኹም ምልክት ግበሩሉ፡

ጽንኩር ድኻም (Fatigue)
ቃንዛ ዓጽሚ/ሕቖ (Bone Pain)
ተደጋጋሚ ሕማም (Infections)
ናይ ጭንቀት ስምዒት (Low Mood)
ምርጋፍ ጸጉሪ (Hair Loss)
emaber.com | Diaspora Health & Language Expert

emaber.com

ጥዕናዊን ቋንቋዊን መድረኽ ብሓባር ዕብየት ን-ስነ ልሳንን ጥዕናን

❓ ብተደጋጋሚ ዝሕተቱ ሕቶታት (FAQ)

Common Concerns for the Eritrean Diaspora in Switzerland

ጥዕናዊ ምኽሪ እንታይ ማለት እዩ፧ (Was ist Health Coaching?)
ኣብ ጥርዓናትኩምን ምኽንያታዊ ርክብኩምን ምርኩስ ዝገበረ ብትግርኛ መረዳእታን ምኽርን ንጥዕና እንህበሉ ኣገልግሎት እዩ። Dies ist ein Dienstleistungsangebot, das auf Grundlage Ihrer Anliegen und Bedürfnisse gesundheitliche Aufklärung und Beratung in tigrinischer Sprache bietet.
ብዛዕባ ዶክተር ዝበለኒ ምስጢር ይሕለወለይ ዶ፧ (Wird meine Privatsphäre geschützt?)
እወ፡ እዚ ንምግባር ሞያውን ሰባውነታውን ሓላፍንት ግዴታ ኣለኒ። Ja, als Dolmetscher unterliege ich der Schweigepflicht. Alle Informationen bleiben streng vertraulich.
እዚ ሓበሬታ እዚ ካብ ሓኪም ዝወሃብ ምኽሪ ይትክእ ዶ፧ (Ersetzt dies eine ärztliche Beratung?)
ኣይፋሉን። እዚ ሓበሬታ እዚ ንምርዳእ ጥራይ እዩ። ንዝኾነ ሕክምናዊ ውሳነ ወይ መድሃኒት፡ ኩሉ ግዜ ምስ ሓኪምኩም ክትማኸሩ ኣለኩም። Nein. Diese Informationen dienen nur der Aufklärung. Bitte konsultieren Sie für medizinische Entscheidungen immer Ihren Arzt.
ኣብዛ ቤት ንባብ ጥዕና እንታይ ክረክብ ይኽእል፧ (Was finde ich in der Bibliothek?)
ብዛዕባ ልሙዳት ዝተፈላለዩ ሕማማትን መድሃኒታትን ናይ ጥዕና መምርሒታትን ዝትመሓየሸ፡ ግዝያዊ ብትግርኛ ዝተዳለወ ጽሑፋት ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም። Sie finden Informationen über Volkskrankheiten (wie Diabetes, Bluthochdruck) und Medikamente, übersetzt auf Tigrinya.
ቆጸራ ሓኪም ንምሓዝ ሓገዝ የድልየኒ ወይ ድማ ናይ ስዊዘርላንድ ሆስፒታላትን ኢንሹራንስ ጥዕና (Krankenkasse) ን ምርዳእ ትሕግዙ ዶ፧ (Hilfe bei der Terminbuchung?)
እወ፡ ንዲያስፖራ ዘጋጥሙ ናይ ቋንቋን ባህልን ዕንቅፋታት ንምስጋር፡ ከነገልግለኩም ድልዋት ኢና። Ich kann für Sie telefonisch Termine bei Fachärzten vereinbaren. Geben Sie mir einfach Bescheid.

👉 ኣብ ታሕቲ ዘላ ሰመያዊት ጥብቆ ብምጥዋቅ ተገልገሉ

🏥 ንጥዕናኹም መምርሒ (Arzt Guide)

💬 ተርጓሚ የድልየኩም?

ንጥዕናዊ ቆጸራኹም ብትግርኛን ጀርመንን እትርጉም እየ።
(Demnächst verfügbar)

💬 ብዋትስኣፕ ተወከሱና
ኣብ ወጻእ ሃገር ንዝዓበዩ ቆልዑ ትግርኛ ትምህሩ ዶ፧ (Tigrinya für Kinder?)
እወ፡ ቋንቋኦምን ባህሎምን ንከይርስዑ፣ ፍሉይን ቀሊልን ናይ ቛንቛ ኣደ ትምህርቲ ብናይ ቀጥታዊ መደብ ኣሎና። Ja, wir haben spezielle Programme für Kinder, die in der Schweiz aufwachsen, um ihre Muttersprache zu fördern.

📩 ንዘለኩም ሕቶን ርኢቶን መልእኽቲ ስደዱ፣ ርኸቡና

መልእኽቲ ስደዱ

በጃኹም ኩሎም ምልክት (*) ዘለዎም ቦታታት ምልኡ።

እዚ ጽሑፍ ጠቓሚ ኔሩዶ፧

እወ
ኣይፋል
ስለ ርእይቶኹም የቐንየለይ!