ብሓባር ዕብየት ን-ስነ ልሳንን ጥዕናን

ቋንቋ • ጥዕና • ዕብየት
🏥 ንጥዕናኹም መምርሒ (Arzt Guide)

💬 ተርጓሚ የድልየኩም?

ንጥዕናዊ ቆጸራኹም ብትግርኛን ጀርመንን እትርጉም እየ።
(Demnächst verfügbar)

💬 ብዋትስኣፕ ተወከሱና
☀ ቫይታሚን ዲ ባዕላዊ ገምጋም መግበሪ( VITAMIN D CHECK)
ናይ ቫይታሚን ዲ (D) ባዕላዊ ገምጋም መግበሪ Vitamin D Diagram

ካብዞም ምልክታት ዝስምዑኹም ምልክት ግበሩሉ፡

ጽንኩር ድኻም (Fatigue)
ቃንዛ ዓጽሚ/ሕቖ (Bone Pain)
ተደጋጋሚ ሕማም (Infections)
ናይ ጭንቀት ስምዒት (Low Mood)
ምርጋፍ ጸጉሪ (Hair Loss)

🌍 ብዛዕባ መድረኽና

እንኳዕ ናብ ብሓባር ዕብየት ን ስነ-ልሳንን ጥዕናን ብሰላም መጻእኩም! እዚ፡ ስነ-ልሳንን ጥዕናዊ ንቕሓትን ብምጥማር፡ ምሉእ ብምሉእ ብቛንቛና ቋንቋ ትግርኛ ዝተዳለወ ዘመናዊ ዲጂታል መድረኽ ኢዩ። መድረኽና ብፍላይ ነቶም ቛንቛ ትግራኛ ከምኡ ድማ ብቛንቋኦም ብዛዕባ ጥዕና ክመሃሩ፡ ክዓብዩን ክፈልጡን ንዝደልዩ ማሕበረሰብና ዝተዳለወ ኮይኑ፣ ንጹር፡ ዘመናዊ፡ ምኽርን መምርሒታትን ሓዘል ፍልጠት ጥዕና ከምኡ ድማ ዝተወደበ ትምህርቲ ቛንቛ ትግርኛ ነቕርብ።

ንዝያዳ ዝርዝርን ኣገልግሎት ንምርካብን ነዛ ጥብቆ ይጠውቁ!

👇

🎯

ዕላማና

"ድሕረ-ባይታ ወይ ቦታ ብዘየገድስ፤ ዘተኣማምን ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ ከምኡ ድማ ምኽርን ሓበሬታን ጥዕና ንዅሉ ሰብ ብቐሊሉን ብዝርዳእ መንገዲን ከም ዝበጽሕ ንምግባር።"

🌟

ራእይና

“ቋንቋ ኣደን ጥዕናን ምርዳእ፤ ንውልቀ-ሰባት፡ ንስድራቤታትን ንማሕበረሰባትን ዝሓሸን ዝያዳ ምትእምማን ዘለዎ ህይወት ንክነብሩ ሓይሊ ከም ዝህቦም ንኣምን ኢና።”

🤝

ተኣማንነት

ንጹህን ሓቀኛን ሓበሬታ ብምቕራብ፡ ኣብ መንጎናን ማሕበረሰብናን ምትእምማን ንሃንጽ።

📈

ብቕዓት

ኩሉ ግዜ ብሉጽ ትምህርቲ ቋንቋ ኣደን እዋናዊ ናይ ጥዕና ምኽርን ሓበሬታን ንምሃብ ንጽዕር።

🌍

ተበጻሕነት

ብዘየገድስ ድሕረ ባይታ ወይ ቦታ፡ ንዅሉ ሰብ ማዕረ ዕድል ትምህርትን ጥዕናን ክረክብ ንሰርሕ።

እዚ ጽሑፍ ጠቓሚ ኔሩዶ፧

እወ
ኣይፋል
ስለ ርእይቶኹም የቐንየለይ!